ብሰብ ሙያ ዝተደገፈ ሓበሬታ ብዛዕባ ናይ ጾታዊ ርክብ ጥዕና ጥንሲ ጥንሲ፡ ሕርስን ምጥባውን

ጥንሲ፡ ሕርስን ምጥባውን

ናይጥንሲመርመራ

ናይኣዴታት(ወርሓዊጽግያት) እንተዘይመጸ፡ናይጥንሲመርመራ  ብምግባርጥንሲአጋጢሙእንተኮነክትፈልጥትኽእል።እዚናይጥንሲሆርሞንብናይሽንቲመርመራክረጋግጽይከኣል።እቲመመርመሪኣብቤትመሸጣመድሃኒት፡ድሮገሪ፡ዓበይቲደኻኹንንማሽናትንረኽቦ።ብተወሳኺኣብሓካይምወይኣብማእከላትጾታውንወሊዳውንጥዕናክግበርይከኣል።

ኣብግዜጥንሲ

ብናይድቀንስትዮሓካይምወይመዋለድቲቀጻሊመርመራታት  እንተተገብረይምረጽ።

መወልዳን(መሕረስቲንሐንቲጞለንስተይቲኣብግዜጥንሳ፡አብትወልደሉእዋን፡ድሕሪሕርሳ  ክትትልይገብራላከምኡውንንምጥባውዝምልከትሕቶታትይምልሳ፤ብተወሳኪአብክንክንናጽላይተሐጋገዛ።  ንገዛውንእንዳመጻይሕግዛ።

ብዛዕባንምውላድዝግበርምቅርራብትምህርትንንመእለይቆልዑንዝኸውንሓበሬታኣብማእከላትጾታዊጥዕናኣገልግሎትወይናይደቀአንስትዮንረክቦ። ኣብ ሓደ ሓደ ካንቶናት፤ ንስደተኛታት ብፍላይ ኣብ ሆስፒታላት ወይ ማሕበረሰባትን ብዝተፈላለየ ቓንቓታት፤ ምቅርራብ ንሕርሲ ዝኸውን ኣስተምህሮ ከምዝህቡ።

ብሓገዝመድሃኒትዝማላእድልየትዉላድ

ጥንሲንምሐዝጸገምምስዘጋጥም  ብሕክምናመገዲሓገዝክንርክብንኽእል።ክንጸርዘለዎ፡ቅድሚእቲሕክምናምጅማርናኣየናይክፋልእቲመድሕንጥዕናይ፡ኣየናይክፋልከባዕልካከምትከፍሎ።

ሓደዓይነትጾታዘለዎምጽምዲ፡በተንዝምልከቶምማሕበራትሓበሬታይረኽቡ።

ቕድሚሕርሲዝግበርመርመራታት

አብጊዜጥንሲዝተፈላለዩመርመራታትይግበሩ።ዕላማ  ናይዚመርመራጎደሎአካልወይካብድሕሪሰለስተወርሒምስገበሩዝረአዩ  ሕማማትተጠቂዑንከይከዉንንምርግጋጽእዩ።እቶምወለዲአየናይመርመራክግበረሎም  ከምዝደልዩናይምውሳንመሰልአለዎም።

ሓካይምቅድሚሕርሲዝግበሩምርመራታትቅድሚምግባሮምናይኮምፒተርመርመራንካልእተወሳኪናይደምመርመራ) ብዛእባእቲዝግበርመርመራ  ነቶምወለዲአቐዲሞምክገልጽሎምአለዎም።ማእከላትጾታዊጥዕናነቶምወለዲዉሳኔአብምውሳንዘድልይምክርንሐበረታይሕብዎም።

ሕርሲ

ብዓይኒሕክምናዝቃወምነገርክሳብዘይሃለወ፡እታአደወይወለድቲእቲሕጻንብከመይንኣበይቦታከምዝውለድ  ክውስኑይኽእሉ(ኣብሕክምና፡አብመሕረሲገዛ፡ወይኣብገዛአብመሕረሲት)እታኣደመንምስኣከምዘሰንያባዕላክትመርጽትኽእል፡ንአብነትብጻያ፡ብጸይታ፡ካብስድረኣወይመሓዘኣ።ደሰንያሰብይሐሉአይሐሉእቲሓገዝናይመዋለዲትአይፍለያንእዩ።

መብዛሕትኦምቖልዑብርሕሚይውለዱ።ናይመጥባሕቲሕርሲብመደብ  ወይዉንብህጹጽክግበርይከአል።

ኣብካልእምምሕዳር(ካንቶን) ንምውላድምስእንደሊግና፡ኣቀዲምናእቲ  መድሕንጥዕና  ነቲክፍሊትክከፍሎሙካኑክንሓትትኣሎና።

ምጥባው

መዋልዳን፤ናይምጥባውአማከርቲ፤ንምጥባውዝምልከትሕቶንጸገምናይምጥባውምስዘጋጥመክንምክሪ  ይሕባክንብተወሳኪንሕጻንክንከተጥብዊወይንከይተጥብዊአብትገብርዮዉሳነሐበረታይሕባኪ።ሐደሐደሆስፒታላት፡ዘጥብዋኣዴታትጸገምምስዘጓንፈንክግልገላሎምዝኽእላናይህጹጽመስመርተሌፎንኣለወን።ብተወሳኪወለዲካብትካልኣገልግሎትክንክንህጻናትን ከምኡውንካብነርስ (ንነኣሽቱህጻናትዝከታተሉናይምኽሪሓገዝክረክቡይከእሉ።

ድሕረ-ሕርሲዘጋጥምንይአእምሮጭንቒ፤

ድሕሪሕርሲዘጋጥምኣካላዊሃልኪንሕጽረትድቃስን፡ናይአእምሮጸቕጢ( ጭንቂ)  ከስዕብይኽእል።ከምምስዘጋጥም፡አብገዛሐገዝንክግበረልካምሕታት፤አድላይእንትኮይኑዉንሕክምናዊሐገዝክትረክብአለካ። መጻምድትኺእውንምልክትኣካላዊሃልኪኽእዘብ ይኽእልእዩ።ሐካይም፡ናይአቦንአደአማከርትንትካልኣገልግሎትጾታዊጥዕናሓገዝንደገፍንክገብሩልኪይኽእሉእዮም።

2017, SANTÉ SEXUELLE SUISSE, Fondation suisse pour la santé sexuelle et reproductive; ALECSS Association suisse latine des spécialistes en santé sexuelle, Éducation – Formation – Conseil; faseg, Fachverband sexuelle Gesundheit in Beratung und Bildung

ብዛዕባ ትሕዝቶ ቀጻሊ ሓበሬታ

ካልእ ኣርእስታት

ኣርጊፍኩም ጽዓኑ

ሕቶ'ዶ ኣለኩም?

ኣብ ከባቢኹም ዝርከብ ቤት ጽሕፈት ሰብ ሙያ ንናይ ጾታዊ ጥዕና ንሕቶኹም ሰብ ሙያ ብስቱር ክመልሱልኩም እዮም። እሳቶም ነቲ ናትኩም ኩነታት ዝኸውን ጭቡጥ መፍትሒ ንኽትረኽቡ ይሕግዙኹም እዮም።

ተወሳኺ ሓበሬታ