ጥንሲ፡ ስጋዊ ርክባትን መከላኸልን
እዋንጥንስንድሕሪሕርሲዘሎጊዘናይቶምሰብሐዳር ድልየትስጋዊርክባቶም(ስምዒቶም) ክልወጥከምዝከእል።ኣካላዊለውጥታት፣ነቲቖልዓከይጉዳእ(ከይህሰ) ምፍራሕአብናይስጋዊርክባትካጸቕጢ(ለውጢ) ክፈጥረልካከምዝከል።እቲስጋዊርክብስምዒትናይጛለንስተይቲከምኡውንናይወዲተባዕታይክቅየርከምዝኽእል።ሓደሓደጽምዲምጡንስጋዊርክባትይገብሩ፣ማለትብካልእነገራትይዋስኡ፣ንኣብነት፡ንሓድሕዶምብምድርራዝ፣ብኣፍዝግበርጾታዊርክባትወዘተ
አብእዋንጥንሲ
ስጋዊርክባትምፍጻምነቲ ቖልዓወላሓንቲጸገምከምዘይብሉ፣ምኽንያቱእቲሕጻንአብማህጸንአዲኡንበቲፈሳሲናይማሕጸንብተፈጥሮ ዋሕስአለዎ።በዚምክንያትብብልዕቲዝግበርስጋዊርክባት ዝፈጥሮጸገምየብሉን፤እንተኮነግን እዞምአብታሕቲተጠቂሶምዘለዉ እንተጋጢሙ ሐደገኛክከዉንይከል።
- ብዘይመዓልቱናይሕርሲቃንዛእንትጀሚሩ፡አፍደገማሕጸንእንተተከፊቱ፡ወይክአመዳሐንቲአብክሳድማሕጸን
- እንተወሪዱብዘይመዓልቱፈሳሲክፈስስእንትጀሚሩ
- ደምእንተፈሲሱ
ድሕሪሕርሲ
ምውላድ(ሕርሲ) ሓደፍሉይተመክሮዩ።ሓንቲሰበይቲ ድሕርሕርሳ ድካማስጋብዝወጸላቁሩብጊዜክወስድይኽእል።
ሕክምናዊገደብክሳብዘይሃለወ፡ስጋዊርክብንምፍጻም ዝክልክላነገርየለን;።አድላይ ድልየት (ስምዒት ) ናይጾታዊርክብእንተለዋ፤ድሕሪምውላድዘጋጠማጉድኣትወይእቲመጥባሕቲኣብጽቡቅኩነታትማለትአብመገዲምሕዋይክርከብአለዎ።
ንከይትቅንዘውትፈርሕእንተኮይንካወይበሰላዝገደፈ ቁስሊ ምስዝትንከፍቃንዛ፡ክፈጥረለይኢልካምፍራሕ አብጾታዊርክብንዘለካስመዒትከምዝጸሉ።እቲ ዝሐወየቁስሊዝገደፈፎበሰላ ብሐቂእንተሪኢናዮካብቲ ንሕናንሐስቦዝቀለለክከዉንስለዝከል።
ኣብምጥባብግዜርሕሚ ድሩቕዩስለዚብምራቕወይብቅብኣትከነለስልሶንኽእል።
መከላከሊ ( ጥንሲ)
ድሕሪሕርሲ ቀልጢፉዳግማይጥንሲ ከጋጥምምስዘይድሊ፡ድሕሪሕርሲክትጥቀሞትደሊመከላከሊጥንሲ፡ገናቅድሚሕርሲክሕሰበሉአለዎ።ምክንያቱድሕሪሕርሲገናወርሐዊ ጽግያታከይተራእያብተወሳኪዉንእንዳጥበወት ( ጽፍያእንቓቁሆ) እንተተካይዱዳግማይ ጥንሲከጋጥምስለዝኽእል። ድሕሪሕርሲሒደትሰሙናትጸኒሕካንዝግበረልካሕክምናዊምርመራ ከምሐደጽቡቅአጋጣሚተጠቒምካ ዘለካሕቶምቅራብንምዝርራብ።
አብእዋንምጥባውዝግበርአገባብ መክላከሊጥንሲ
- ናይውዲተባዕታይወይ ጓለንስተይቲኮንዶም።
- ገስታገንዘለዎመከላከሊጥንሲ ( ንአብነት፡ገስታገንፒለ( ከኒና) ሆርሞንስታብኸን፡ ( አብቕልጽምአብትሕቲቖርበትዝአቱ) መርፍእ (ናይሰለስተወርሒ )
- ሽፒራለ ( አብማሕጸን ዛቱሉፕ)
- ድያፍራግማ ( ካብጎማዝተሰርሖኮይኑባእልካ ክልተሰዓትአቀዲምካቅድሚጾታዊርክብምፍጻምካአብአፍደገማሕጸ ክአቱአለዎ)
- ፍሉይብዝኮነ ነጥብታትምጥባውካብዳግማትጥንሲክከላከልከምዝከል።ነዚዝምልከትሐበረታአብናይደቐንስትዮሕክምናወይካብሐንቲመዋለዲት ክንረክብንከእል።
2016, SANTÉ SEXUELLE SUISSE, Fondation suisse pour la santé sexuelle et reproductive; ALECSS Association suisse latine des spécialistes en santé sexuelle, Éducation – Formation – Conseil; faseg, Fachverband sexuelle Gesundheit in Beratung und Bildung
(Tigrinya / ትግርኛ - Schwangerschaft, Sexualität, Verhütung / Grossesse, sexualité, contraception)