ብሰብ ሙያ ዝተደገፈ ሓበሬታ ብዛዕባ ናይ ጾታዊ ርክብ ጥዕና ጥንሲ ዛዕባ ጥንስን ንምምሕዳር ዝምልከቱ ሕቶታት

ዛዕባ ጥንስን ንምምሕዳር ዝምልከቱ ሕቶታት

ስድራንዝኾኑ፡ኣንስቲ፡ሰብኡትንጽምድንብብዝሒዘቅርብዎሕቶንሕግታት፡ቑጠባንንጥንሲዝምልከትማሕበራዊኩነታት  እዩ።ንኣብነትኩነታትስራሕ፡ምርግጋጽኣቦነት፡አታዓባብያቆልዓ፡ሐላፍነትናይዉላድካንመድሕን፡ኣበል ( ኢንሹራንስ) ናይወሊድእረፍቲ፡ቁጠባወዘተ።ነዚዝምልከትሐበረታንምክርንካብትካልኣገልግሎትጾታውንወሲብጥዕናብሚስጥርንብነጻክትረክቡትክእሉ።

መድሕንጥዕና

እቲካብጥንሲ  ስጋብሕርሲብተወሳኪድሕሪሕርሲብሓካይምወይብመሕረስቲንዝግበርሕክምናዊአገልግሎትዝወጽእወጻኢታት(ክፍሊት) ምሉእብሙሉእብናይመድሕንጥዕናይሽፈን።እዚመድሕን  ብተወሳኪድሕሪሕርሲአብዉሽጢ 56 መዓልቲመሕረሲትንዓሰርተ(10) መዓልታትአብገዛመጺአንትሕቦአገግሎትባዕሉይኸፍሎ።ኣብእተጥብበሉግዝያትክሳብሰለስተግዜናይምጥባውምኽሪንሐበረታክትረክብይፍቀዳ።

ናይወሊድዕረፍትንካሕሳን

ብሕጊመሰረትንወሊድ 14 ሰሙንማለት 3 ወርሕንክልተሶሙንናይስራሕዕረፍቲብተወሳኪ 80% (ሰማንያሚእታዊት)ናይደሞዛይኽፈላ።ነዚንኽኸውንደቀንስትዮቅድሚምውላደንኣብመንጎትሽዓተኣዋርሕንናይጥሮታዋሕስክህልወን፡ንሓሙሽተኣዋርሕክሰርሓከምዘለወን።

ምምሕዳራዊናይወሊድኣበል

ኣብገለገለምምሕዳራትድሕሪሕርሲንዝምልከቶምስድራዝግበረሎምኣገልግሎታትኣሎ።ነዚዝምልከትሓበሬታኣብከባቢምምሕዳርወይናይጾታዊጥዕናንረክብ።

ኣበልስድራ-ቤት

ኣብኩለንምምሕዳራትስድራቤትንቖላዓተባሒሉወርሐዊንሓደቖልዓ  እንተወሐደ 200. ናይስዊዝፈረንካይወሃቦም፡እዚክፍሊትምስኣታዊኦምንምስቲድሰርሕዎሚእታዊትከምዘይተሓሓዝ።

2016, SANTÉ SEXUELLE SUISSE, Fondation suisse pour la santé sexuelle et reproductive; ALECSS Association suisse latine des spécialistes en santé sexuelle, Éducation – Formation – Conseil; faseg, Fachverband sexuelle Gesundheit in Beratung und Bildung

(Tigrinya / ትግርኛ - Schwangerschaft, administrative Fragen / Grossesse, questions administratives)

ብዛዕባ ትሕዝቶ ቀጻሊ ሓበሬታ

ካልእ ኣርእስታት

ኣርጊፍኩም ጽዓኑ

ሕቶ'ዶ ኣለኩም?

ኣብ ከባቢኹም ዝርከብ ቤት ጽሕፈት ሰብ ሙያ ንናይ ጾታዊ ጥዕና ንሕቶኹም ሰብ ሙያ ብስቱር ክመልሱልኩም እዮም። እሳቶም ነቲ ናትኩም ኩነታት ዝኸውን ጭቡጥ መፍትሒ ንኽትረኽቡ ይሕግዙኹም እዮም።

ተወሳኺ ሓበሬታ