መፍረዪ ኣካል

Csm anatomie F 3569203393

አካላት መፍረ ጓል ኣንስተይቲ

እዋናዊን ብሰብ ሙያ ዝተደገፈን ሓበሬታ ከምኡ ድማ ስእልታት ብዛዕባ ናይ ደቀንስትዮን ደቂ ተባዕትዮን፣ ውሽጣዊን ግዳማዊን ብልዕቲ።

ተወሳኺ ሓበሬታ
Csm Anatomie H 911d8d1e8f

አካላት ምፍራይ ተባዕታይ

ግዳማዊ ኣካላት መፍረ ወዲ ተባዕታይ ብመትሎን ብጽምዲ ፍረ ነብሲ አብ ከረጺት ዝቆመ እዩ ኣብ ውሽጢ ድማ መትረብ ጽኪ ፕሮስተይትን ፍሕኛ ዘርእን ይርከቡ

ተወሳኺ ሓበሬታ

ሕቶ'ዶ ኣለኩም?

ኣብ ከባቢኹም ዝርከብ ቤት ጽሕፈት ሰብ ሙያ ንናይ ጾታዊ ጥዕና ንሕቶኹም ሰብ ሙያ ብስቱር ክመልሱልኩም እዮም። እሳቶም ነቲ ናትኩም ኩነታት ዝኸውን ጭቡጥ መፍትሒ ንኽትረኽቡ ይሕግዙኹም እዮም።

ተወሳኺ ሓበሬታ