Sex and Facts
Sex and Facts እዋናዊን ብሰብ ሙያ ዝተደገፈን ሓበሬታ ብብዙሕ ቋንቋታት ብዛዕባ ኣርእስቲ ናይ ጾታዊ ርክብ ጥዕና ይቕርብ እዩ። ውልቃዊ፣ ስቱርን ምኽሪ ካብ ሕክምናዊ ሰብ ሙያኹም ወይ ድማ ቤት ጽሕፈት ሰብ ሙያ ንናይ ጾታዊ ርክብ ጥዕና ትረኽቡ።
ሓበሬታ
ብሰብ ሙያ ዝተደገፈ ሓበሬታ ብዛዕባ ናይ ጾታዊ ርክብ ጥዕና
ምኽሪ
ምኽሪ ኣብ ቤት ጽሕፈት ሰብ ሙያ ንናይ ጾታዊ ርክብ ጥዕና።
ሓበሬታ ርኸቡ
ኣብዚ ብዙሕ እዋናዊን ብሰብ ሙያ ዝተደገፈን ሓበሬታ ብዛዕባ ብልዕቲ፣ ሆርሞን ዘለወንን ዘይብለንን ጥንሲ መከላኸሊ ሜላታት፣ ጥንሲን ምውራድ ጥንሲን፣ ብጾታዊ ርክብ ዝመሓላለፋ ሕማማት ትረኽቡ (STI)።
ኣርጊፍኩም ጽዓኑ
ስፍሕ ዝበለ ሓበሬታ ብ 11 ቋንቋታት ብቐጥታ ኣብ መርበብ ሓበሬታ ተቐሪቡ ኣሎ፣ ብፒ.ዲ.ኤፍ. ኣውሪድኩም ክትጽዕንዎ ትኽእሉ ኢኹም።